wenitube.com
Welcome
Login / Register

Trade Agreement between ethiopian and eritrea

Your video will begin in 10
You can skip to video in 5

Thanks! Share it with your friends!

URL

You disliked this video. Thanks for the feedback!

Sorry, only registred users can create playlists.
URL


Added by Alula Ze Gura in News & Documentary
50 Views

Description

ኣብ ሞንጐ ኢትዮጵያን ኤርትራን ንዝካየድ ኣታዊ ወፃኢ ንግዲ ንምቁፅፃር ዘኽእል ሕጊ ይረቅቕ ኣሎ ተባሂሉ።
ሚኒስትር እቶት ከምዝሓበሮ ናብ ኤርትራ ዝኸይድ ነዳዲ ሓዊሱ ኣብ ገለ ሰደድን ኣታዊ ወፃኢ ዝኾኑ ሸቐጣትን እገዳ እናተገበረ ምዃኑ ንሚኒስትር ንግዲ ኢንዳስትሪን ፀሪሑ ገሊፁ ኣሎ።
ኣብ ሞንጐ ኽልቲኤን ሃገራት ዝተጀመረ ንግዳዊ ልውውጥ ንምምዕባል ሓዱሽ ማዕቐፍ ንግዲ እናተሰናድኣ ምዃኑ ሚኒስትር እቶት ሓቢሩ ኣሎ።
ሚኒስትር እቶት ኢትዮጵያ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ንኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝሓበርኦ ኣብ ሞንጐ ኽልቲኤን ሃገራት ዝካየድ ኣታውን ወፃኢን ንግዲ ልክዕ ከምተን ኻልኦት ሃገራት ስርዓት ቐረፅ ክዝርግሐሉ ምዃኑ ኣብሪሀን።
ሚኒስትር ድኤታ ንግድን ኢንዳስትሪን ኢትዮጵያ ዶክተር መብራህቱ መለስ ብግዲኦም እቲ ስርዓት ሕጊ ተግባራዊ ክሳብ ዝኸውን ኣብ ዶብ ኽልቲኤን ሃገራት ናይ ግዘን ዓይነት ሸቐጥን ገደብ ከምዝተገበረ ሓቢሮም።

Post your comment

Comments

Be the first to comment
RSS